July 03, 2021 52 - ሰላም | Peace | መዛዘሚ መደብ ቁርሲ ቡን ጦብላሕታዊ ንባባት "ሰላም" ዝብል ኣርእስቲ ክኸዉን መሪጽናዮ ኣለና። ብሰብኣዉነትን ርሕራሐን ዝፈለመ ትሕዝቶና ን ፍቕርን ሰላምን ዝጉስጉስን ዝጸሉን ክኸዉን ተስፋ ንገብር!! ትሕዝቶ "ሰላም" ዝብል ጽሑፍ ኣብ ቀረባ መዓልቲ ከነቕርቦ ኢና። ፖድካስት ብድምጺ ንምስማዕ፡ ኣብዚ ጠዉቑ